• "ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኣብ ኣለምዋጭ 'ዋላ ናብ ዓድና ምለሱና' ይብሉ ኣለዉ።" ሃብተኣብ እዮብ

  • Jul 19 2024
  • Length: 15 mins
  • Podcast

"ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኣብ ኣለምዋጭ 'ዋላ ናብ ዓድና ምለሱና' ይብሉ ኣለዉ።" ሃብተኣብ እዮብ  By  cover art

"ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኣብ ኣለምዋጭ 'ዋላ ናብ ዓድና ምለሱና' ይብሉ ኣለዉ።" ሃብተኣብ እዮብ

  • Summary

  • ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቅትለትን ካልእ ከቢድ ጸገማትን የሕልፉ ኣለዉ። ብፍላይ ኣብዚ ቅሩብ እዋን መንነቶም ብዘይተፈልጠ ብዙሕ ቅትለት ይፍጸም ኣሎ። ብዛዕባ'ዞም ረዳኢ ስኢኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ኩነታቶም ዝከታተል ዘሎ ሃብተኣብ የማነ ካብ "ሕያዋይ ሳምራዊ" ብፍላይ ኣብዚ ቅንያት ዝተፈጸመ ቅትለት ገሊጹልና ኣሎ።
    Show more Show less
activate_primeday_promo_in_buybox_DT

What listeners say about "ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኣብ ኣለምዋጭ 'ዋላ ናብ ዓድና ምለሱና' ይብሉ ኣለዉ።" ሃብተኣብ እዮብ

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.