• ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ሓምለ 2024)

  • Jul 16 2024
  • Length: 5 mins
  • Podcast

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ሓምለ 2024)  By  cover art

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ሓምለ 2024)

  • Summary

  • ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (16 ሓምለ 2024) * ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብወግዒ ሕጹይ ተወዳዳሪ ክኸውን ብሰልፊ ሪፓብሊካን ተመሪጹ፣ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ንስራሓት ሰብኣዊ ሓገዛቱ ተወሰኽቲ ድሩዓት መካይንን ውልቃዊ መከለኻሊ መሳርሒታትን ናብ ቓዛ ከእቱ ከምዝጅምር ው.ሕ.ሃ ኣፍሊጡ፡ * ሕብረት ኤውሮጳ ኣንጻር ፍልስጤማውያን ኣብ ምዕራባዊ ገማግምን ምብራቕ የሩሳሌምን ዝተፈጸሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ተሓተትቲ'ዮም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም ሓሙሽተ እስራኤላውያን ውልቀሰባትን ሰለስተ ባእታታን እገዳ ከምዝወሰነ ገሊጹ።
    Show more Show less
activate_primeday_promo_in_buybox_DT

What listeners say about ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ሓምለ 2024)

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.