• ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ (17 ሓምለ 2024 )

  • Jul 17 2024
  • Length: 7 mins
  • Podcast

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ (17 ሓምለ 2024 )  By  cover art

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ (17 ሓምለ 2024 )

  • Summary

  • ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ፡ ኣብ ደቡባውን ማእከላይን ቓዛ ብዝፈጸመውቶ ደብዳብ ነፈርቲ ፡ 57 ሰባት ከም ዝሞቱ ሰበ-ስልጣን ፍልስጤም ገሊጾም ። እቲ ብ 'ድምጺ ሙስሊም "ዝፍለጥ ዝምዕብል ዘሎ ጎስጓስ ብሰንኪ ውሽጣዊ ምክፍፋል ናይ ምድኻም ሓደጋ የንጸላልዎ። ኣብ ምርጫ ርዋንዳ፡ ፖል ካጋመ ን24 ዓመታት ዝጸንሐ ስልጣኑ ተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመት ዘቐጽሎ ዓብላሊ ድምጺ ይረክብ። ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ፡ ቢንያም ግርማይ ዉድድር ክዛዘም ሓደ ኪሎሜተር ምስ ተረፎ ወዲቝ፡ ጃስፐር ቀዳማይ ወጺኡ።
    Show more Show less
activate_primeday_promo_in_buybox_DT

What listeners say about ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ (17 ሓምለ 2024 )

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.