• ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሓምለ 2024)

  • Jul 18 2024
  • Length: 15 mins
  • Podcast

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሓምለ 2024)  By  cover art

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሓምለ 2024)

  • Summary

  • ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ባንግኮክ ኣብ ሓደ ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሓደ ክፍሊ ሽዱሽተ ሰባት ብምኽንያት ሓደ ኣባል ናይቲ ጕጅለ ንገዛእ ርእሱን ንኻልኦትን ብሳይነይድ ከም ዝመረዘ ተገሊጹ ። ሰበስልጣን ፈረንሳ ንሓደ ናይ ኦሎምፒክ ፋና ዒላማ ክገብር ደልዩ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ሕሉፍ የማናይ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ። ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቐቒ ፈተና ካብ ዝተፈተኑ ተምሃሮ፡ እቶም ኣስታት 75% ከም ዝወደቑ ተሓቢሩ። ቢንያም ግርማይ ትማሊ 17 ሓምለ 2024 ኣብ ዝተኻየደ መበል 17 ዙር ፈረንሳ ንዓለም ዘገረመ ጽንዓት ዝመለለይኡ ዓወት ኣመዝጊቡ።
    Show more Show less
activate_primeday_promo_in_buybox_DT

What listeners say about ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሓምለ 2024)

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.