• “ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ዕደና ፖሊሲአን ከመይ ኢሉ ንሃገር ዘመሓይሽ ኩነታት ፈጢሩ ይካየድ ክሓስባሉ ኣለወን” ዶክ. ፍጹም ሰመረ

  • Jul 17 2024
  • Length: 31 mins
  • Podcast

“ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ዕደና ፖሊሲአን ከመይ ኢሉ ንሃገር ዘመሓይሽ ኩነታት ፈጢሩ ይካየድ ክሓስባሉ ኣለወን” ዶክ. ፍጹም ሰመረ  By  cover art

“ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ዕደና ፖሊሲአን ከመይ ኢሉ ንሃገር ዘመሓይሽ ኩነታት ፈጢሩ ይካየድ ክሓስባሉ ኣለወን” ዶክ. ፍጹም ሰመረ

  • Summary

  • ዶክተር ፍጹም ሰመረ ወልደጊዮርጊስ ምስ ዕደና ተፈጥሮኣዊ ሃብትታት፣ ትሕተ ቅርጽን ልምዓት ኢንዱስትሪታትን ዝተኣሳሰሩ ወሲኽካ ጽልዋታት ቁጠባዊ ንጥፈታት ኣብ ዘላቒ ሰብኣዊ ምዕባለ ዘተኲር ክኢላ ስነቁጠባን ማሕበራዊ ህይወት ዘጽንዕን’ዩ። ንሱ ብማዕድን ሃብታማት ዝኾና ሃገራት ምትእስሳራት ጽላት ዕደና ምስ ካልኦት ጽላታት ንቁጠባዊ ለውጢ ክጥቀማሉ ዘሎ ተኽእሎን፣ ነዚ ኣብ ምዕዋቱ ሓንጸጽቲ ፖሊሲን ካልኦት ኣብ ኢንዱስትሪ ዝዋስኡ ዘለዎም ተራን፣ ዘካይዶ መጽናዕትን ዘበርከቶ ስራሕን ብደረጃ ዓለም ተፈላጥነት ኣለዎ። ዶክተር ፍጹም ናብ ብዙሓት ሃገራት ብምጋሽ ንዕደና ዝምልከቱ ፖሊሲታት ኣብ ምሕንጻጽ ሓጊዙ፣ መደባት ዕዮ ኣጣይሱን ኣገልግሎት ምኽሪ ሂቡን’ዩ። ኣብ’ዚ 2ይ ክፋል ዕላልና ካብ’ዚኦም ስራሓቱን መጽናዕትታቱን፣ ዝቐሰሞም ተሞክሮታትን ዝመሰጥዎ ፍሉያት ነገራትን ክዝርዝረልና’ዩ። ኩነታት ዕደናን ማዕድናትን ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከኣ ብሓፈሽኡ ክገልጸልና’ዩ። ሰናይ ምክትታል።
    Show more Show less
activate_primeday_promo_in_buybox_DT

What listeners say about “ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ዕደና ፖሊሲአን ከመይ ኢሉ ንሃገር ዘመሓይሽ ኩነታት ፈጢሩ ይካየድ ክሓስባሉ ኣለወን” ዶክ. ፍጹም ሰመረ

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.